کلمات Tigrinya فرهنگ Tigrigna ضرب المثل سخنان Tigre اریتره اتیوپی
መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ
ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ብምግባር ይገልጾ ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ዝሓዘ ዝሓዘ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ይከኣል ሓጺር ሓጺር ሓጺር ሓሳባት ኮይኑ ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ኣብ ገለ እዋናት ፍሉይ ረምታ ኣብ ገለ ድማ ፍሉይ
፣ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ብሄራዊ ተመክሮ ፣ ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ብዝኽእልን ውስጠዛዊ ድማ ይግለጽ "ይግለጽ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።
ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ክንረኽቦ ንኽእል