Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ


4.55 দ্বারা Afromium Digital Solutions
Aug 23, 2024 পুরাতন সংস্করণ

Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ সম্পর্কে

তিগ্রিনিয়া শব্দ তিগ্রিগনা সংস্কৃতি প্রবাদ টাইগ্রে উক্তি ইরিত্রিয়া ইথিওপিয়া

ትግርኛ መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ

ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ। ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ተምክሮ ተምክሮ ብምግባር ብምግባር ይገልጾ ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ፍሉይ ዝኾነ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል "ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ ፣ ጽቡቅ ጽቡቅ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ ኢዩ

፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ብሄራዊ ተመክሮ ፣ ሓቂ ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ ”। ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ክትፈትሖ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ፣ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም

ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ ይዝውተሩ ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል। ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ካልኦትን ካልኦትን ክንረኽቦ ክንረኽቦ ንኽእል

সর্বশেষ সংস্করণ 4.55 এ নতুন কী

Last updated on Sep 12, 2024
Minor bug fixes

অতিরিক্ত অ্যাপ তথ্য

সাম্প্রতিক সংস্করণ

4.55

আপলোড

Jean Carlos

Android প্রয়োজন

Android 8.0+

Available on

রিপোর্ট করুন

অনুপযুক্ত হিসাবে ফ্ল্যাগ করুন

আরো দেখান

Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ বিকল্প

Afromium Digital Solutions এর থেকে আরো পান

আবিষ্কার