Use APKPure App
Get Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ old version APK for Android
ٹگرینیا الفاظ ٹگرگینا کلچر ضرب المثل ٹگری اقوال ایریٹریہ ایتھوپیا
ትግርኛ መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ
ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ከምዚ ዝስዕብ ዝስዕብ ተባሂሉ ይከኣል "ይከኣል ሓጺር ሓሳባት ኮይኑ ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ፍሉይ ረምታ ኢዩ ኢዩ።
"ናይ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ብሄራዊ ተመክሮ ፣ ሓቂ ፣ ፣ ሞራልን ኣጠማምታን ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብጽቡቕ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ ይግለጽ"። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም
ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ ይዝውተሩ። ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል
Last updated on Sep 12, 2024
Minor bug fixes
اپ لوڈ کردہ
Jean Carlos
Android درکار ہے
Android 8.0+
کٹیگری
رپورٹ کریں
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
4.55 by Afromium Digital Solutions
Sep 12, 2024