Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ


3.3 โดย Afromium Digital Solutions
Oct 9, 2023 เวอร์ชั่นเก่า

เกี่ยวกับ Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ

tigrigna ปริศนากริญญาሕንቅልሕንቅሊተይብትግርኛริเทรียเอธิโอเปียትግርኛ

ሕንቅልሕንቅሊተይብትግርኛ

tigrigna ปริศนาปริศนากริญญา

ሕንቅልሕንቅሊተይ ... መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ)

ሕንቅልሕንቅሊተይሓደሓሳብወይሕቶኾይኑ, ኣብውሽጡዝተሰወረወይድርብመልእክቲዘለዎኢዩ እቲናይብሓቂመግለጺኡእኳኣብክትዕዘሎእንተኾነከምዚዝስዕብክግለጽይክእል, ሕንቅልሕንቅሊተይማለትሓደባህላዊናይቃልኣገላልጻኮይኑሓደወይልዕሊኡገላጺክፋላትክሕዝይኽእል, እዞምጽምዲክፋላትተጻረርቲክኾኑዝኽእሎኮይኖም, እቲዝሕተትዘሎባእታከኣይግመት

ሕንቅልሕንቅሊተይክልተዓይነትኮይኖም, እቲሓደብተምሳሌታዊኣገላልጻዝግለጽኮይኑብጥንቃቀምሕሳብንብልሕንዘድልዮኢዩ እቲካልኣይድማሕቶኮይኑኣብቲውጽኢትናይቲናቶምማንታ-ቓላዊወይናይዋዛኣገላልጻኣብልዕሊእቲሕቶወይመልሲዝምርኮሱኢዮም

ኣብሃገርናካብነዊሕጀሚሩዝነበረንኣብመላእዓለምእውንናይነዊሕዝጸንሐታሪኽዘለዎኢዩ, ኣብብዙሕእዋናትእውንከምዓለምለኻዊስነጥበብይግለጽ ኣብሃገርናኣብነፍሲወከፍገዛከምመብልሒኣእምሮንከምመዘናግዒንዝዝውተርዝነበረንዘሎንኢዩ

ሕንቅልሕንቅሊተይዝብልሕቶብመሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይኣብናይዚሕጂወለዶ) ምስተመለሰ, እቲዝስዕብሓሳብወይሕቶይመጽእ, እቲዝሕተትዘሎእውንይምልስ ኣብመንጎክልተሀንለንኢልናዝሰመናዮምሰባት, ሕንቅልሕንቅሊተይከመይከምዝመስልንርአ

ሀሕንቅልሕንቅሊተይ

ለመሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ)

ሀ "ለይቲተሰሊማቀትሪእትቕንጠጥ" ፍለጠለይ

ለሰማይ

እዚኣብላዕሊዝረኣናዮኣብነትኣብመንጎክልተሰባትኮይኑ, ኣገባብሕንቅልሕቅሊተይየርእየና ናይዚሕቶስውርሓሳብ, ኣብቲናይኣብግዜለይቲዘሎብከዋኽብቲዝመጽእግርማናይሰማይዝተመርኮሰኢዩ

ข้อมูล เกม เพิ่มเติม

เวอร์ชันล่าสุด

3.3

อัปโหลดโดย

Quang Bèo OO

ต้องใช้ Android

Android 5.0+

รายงาน

ปักธงว่าไม่เหมาะสม

แสดงเพิ่มเติม

เกมอย่าง Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ

ต้องการแอปอื่นจาก Afromium Digital Solutions

ค้นพบ