Tigrinya Love Messages


4.72 oleh Afromium Digital Solutions
Aug 23, 2024 Versi Lama

Mengenai Tigrinya Love Messages

Mesej Tigrinya Love SMS, ትግርኛ Tigrigna,

Mesej SMS Cinta Tigrniya

Aplikasi ini mengandungi Mesej cinta romantis di Tigrinya. Aplikasi ini sesuai untuk pasangan dan mereka yang sedang jatuh cinta buat pertama kalinya. Gunakan aplikasi untuk menghantar teks romantis.

Setiap hubungan memerlukan percikan sekarang dan kemudian, dan semua mesej romantis yang tidak dijangka ini akan memastikan bahawa anda menghargai pasangan anda di atas segalanya. Untuk menyatakan cinta anda, hantarkan mesej ini. Mesej cinta yang mendalam ini akan membantu anda membuat kenangan romantis dan indah dengan pasangan anda.

ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።

ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ።

ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም ፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ክብል ይኽእል “ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ”። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።

ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። ዝከኣል ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል “ንዕኡ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ “ንዓኣ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።

ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።

Apa yang baru dalam versi terkini 4.72

Last updated on Aug 24, 2024
Minor Bug fixes and additional Tigrinya Love messages added

Maklumat APLIKASI tambahan

Versi Terbaru

4.72

Dimuat naik oleh

Thằng Hề

Memerlukan Android

Android 8.0+

Available on

Laporkan

Tandai sebagai tidak sesuai

Tunjukkan Lagi

Tigrinya Love Messages Alternatif

Dapatkan lebih banyak daripada Afromium Digital Solutions

Cari