Usar la aplicación APKPure
Obtener ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት versión histórica en Android
Tigrinia - Técnicas de Aprendizaje de Idiomas ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት Tigrigna
ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት
መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም. ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ, ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ. ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም, ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል.
እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ. ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ. ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ.
ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ.
ጽቡቕ ዕድል!
Presentado por
Andrei Zaharov
Requisitos
Android 4.1+
Categoría
5.7 MB 26/11/2018
5.7 MB 26/11/2018
5.8 MB 01/02/2018
5.8 MB 01/02/2018
2.1 MB 08/12/2016
2.1 MB 08/12/2016
Usar la aplicación APKPure
Obtener ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት versión histórica en Android
Usar la aplicación APKPure
Obtener ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት versión histórica en Android