Tigrinya English Learning app


3.81 দ্বারা Afromium Digital Solutions
Feb 20, 2024 পুরাতন সংস্করণ

Tigrinya English Learning app সম্পর্কে

তিগরিনিয়া ইংরেজি শেখার অ্যাপ্লিকেশন, জানুন Tigrigna ইংরেজি, স্টাডি ইংরেজি তিগরিনিয়া

তিগরিনিয়া ইংরেজি শেখার অ্যাপ্লিকেশন

ብቀሊሉ እንግሊዝ ምምሃር

ብቀዳምነት ነዚ ኣፕሊኬሽን ጽዒንኩም ትጥቀሙ ምህላውኩም ኣዚና ነምስግን। ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾኑ ሰባት ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ሓገዝ ምሃብ ኢዩ।

স্টাডি ইংরেজি ও তিগরিনিয়া শব্দভান্ডার, তিগরিনিয়া ইংরেজি শব্দভান্ডার জানুন

ብርክት ዝበሉ ቃላት ኣብ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዝኸውን ምድባት ተኸፋፊሎም ቀሪቦም ኣሎዎ। እዞም ምድባት እዚኣቶም ከምኒ ቁጽርታት, ግዜ, መጓዓዝያ, ኣንፈት, ኩነታት ኣየር, መግቢ, ናይ ስራሕ ቃለ-ምሕትት, ኣካልትና, ክዳውንቲ, ጥዕና, ስምዒት, በረራን ወዘተ ዝሓዙ ኢዮም।

ነፍሲወከፍ ምድብ ንዓኣ ዝምልከት ቃላት ኣለዉዋ। ንከትጽንዖ ዝደለኻ ምድብ ብምምራጽ ነቶም ኣብኡ ዝርከቡ ቃላት ክትመሃሮም ትኽእል ኢኻ।

ነፍሲወከፍ ምድብ ኣብ ትመርጽሉ እዋን ክልተ ምርጫ ይወሃበካ "স্টাডি" ዝብል, እዚ ድማ ብቅድም ተኸተል ከተጽንዕ እንተደሊኻ ይምረጽ।

እቲ ሓደ "সমস্ত শব্দের" ዝብል ምርጫ ድማ ነቶም ኣብቲ ትሕቲ እቲ ጉጅለ ዝርከቡ ቃላት ንኹሎም ብምዝርዛር ዝደለኻዮ ቃል ክትመርጽ የኽእለካ। ብተወሳኺ ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ትረኽብዎ ሓገዝ ናይ ኣደማምጻ ኢዩ।

ነፍሲወከፍ ናይ እንግሊዘኛ ቃል ናቱ ኣደማምጻ ኣለዎ, ነዚ ንምስማዕ ድማ ነቲ ናይ መጉልሒ ድምጺ ምልክት ምጥዋቕ የድሊ।

ሽሕ እኳ እዚ ኣፕሊኬሽን ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ተባሂሉ እንተተዳለወ, ዝኾነ ትግርኛ ክመሃር ዝደሊ ሰብ እሞ ኸኣ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ቃላት ክርዳእ ዝኽእል ሰብ ተረባሓይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ।

ደጊምና ነዚ ኣፕሊኬሽና ምጥቓምኩም ነመስግን, ዝኾነ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጠቡ।

সর্বশেষ সংস্করণ 3.81 এ নতুন কী

Last updated on Mar 1, 2024
This is a complete update of the app. Additional Vocabulary and Sentences added, Practice Exam have been Added, many more.

Install and check, this is one of the best Tigrinya English Learning App.

অতিরিক্ত অ্যাপ তথ্য

সাম্প্রতিক সংস্করণ

3.81

আপলোড

ကိုယ္ရံေတာ္ နက္ဆိုးေလ

Android প্রয়োজন

Android 5.0+

Available on

রিপোর্ট করুন

অনুপযুক্ত হিসাবে ফ্ল্যাগ করুন

আরো দেখান

Tigrinya English Learning app বিকল্প

Afromium Digital Solutions এর থেকে আরো পান

আবিষ্কার