We use cookies and other technologies on this website to enhance your user experience.
By clicking any link on this page you are giving your consent to our Privacy Policy and Cookies Policy.

عن Tigrinya English Vocabulary

دراسة اللغة الإنجليزية التغرينية المفردات، ኢንግሊዝ ቃላትን ኣ'ፈዳድላን تعلم اللغة الإنجليزية Tigrigna

التغرينية دراسة اللغة الإنجليزية المفردات والتدريب على الكتابة

ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ማህደረ-ቃላትን ኣ'ፈዳድላን ትምህርትታት

ኣብዚ ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ እዚ ኣፕሊኬሽን ተጻሒፉ ኣሎ. እዚ ኣፕሊኬሽን ናይ ኢንግሊዘኛን ትግርኛን ቃላት ዝምህር ኮይኑ، እቲ ንሱ ዝጥቀመሉ ሜላ ድማ ነቲ ተማሃራይ ናይ ነፍሲወከፍ ቃል ኣፈዳድላ ብምሕታት ኢዩ. እቲ ማህደራ ቃላት ብመሰረት ብዝሒ ፊደላት ናይቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃል ተኸፋፊሉ ይርከብ.

ናይዚ ኣፕሊኬሽን ተጠቓሚ ካብዞም ናይ ማህደረ ቃላት ጉጅለታት ዝኾነ ብምምራጽ ምምሃር ክጅምር ይኽእል ኢዩ. ንነፍሲወከፍ ጉጅለ ድማ ዝርዝር ናይ ቃላት، ካብ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ወይ ከኣ ካብ ትግርኛ ናብ ኢንግሊዘኛ ትርጉም ተዳልዩሎ ኣሎ.

እቶም ናይ ኢንግለዘኛ ቃላት ብተርታ ኣይኮኑን ዘለዉ، ነቲ ድምጺ ድሕሪ ምስማዕ ነቶም ቃላት ብተርታ ብጽሑፍ ክትሰርዕዎም ኢኹም. ትርጉም ናይ ነፍሲወከፍ ናይ ትግርኛ ቃልን ናቶም ትርጓሜን ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ተቀሪቡ ኣሎ.

እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ، ምኽንያቲ ብጥበብ ዘለዎ መንገዲ ኢዩ ነቲ ማህደረ ቃላት ዝምህር. ነቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃል ብምስማዕ، ነቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ዘሎ ትርጉም ብምንባብ ነቲ ቃል ትጽሕፍዎ. ክትሓስስብ، ክትጽሕፍ ከምኡ እውን ነቶም ቃላት ከተጽንዖም እኹል ዝኾነ ግዜ ኣሎካ.

ነዚ ኣፕሊኬሽን ብዝተጠቀምካሉ መጠን ኣእምሮኻ ክቕልጥፍን እቲ ናይ ምቱኳር ክእለትካ ድማ ክዓብን ኢዩ.

ስለዚ، ነዚ ኣፕሊኬሽን ብምጥቓምካ ናትካ ናይ ምስማዕ ክእለት ይመሓየሽ، ናይ ምጽሓፍ ክእለትካ ይመሓየሽ ከምኡ እውን ብዙሓት ሓደስቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃላት ትመሃር.

እዚ ኣፕሊኬሽን ቀልጢፍካ ከም ትሓስብ ኪገብረካ ኢዩ، እዚ ድማ ንሓንጎሎካ የብልሖን ንዓኻ ድማ በሊሕ ሰብ ይገብረካ.

ነዚ ኣፕሊኬሽን ኣውሪድኩም ኣብ ሞባይልኩም ብምጽዓን ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ክእለትኩም ኣመሓይሹ.

ናትና ኣፕሊኬሽን ምጥቃምኩም ኣዚና ኢና ነምስግን. ነቶክ ካልኦት ናትካ ኣፕሊኬሽናት እውን ክትርእይዎም ንምሕጸነኩም.

تعلم اللغة الإنجليزية والتغرينية المفردات والكتابة ممارسة اللغة الإنجليزية بطريقة منهجية استخدام هذه التطبيقات.

التطبيق بتدريس اللغة الانجليزية وTigrigna المفردات بجعل الطلاب كتابة الإملاء من كل كلمة أثناء قراءة ترجمة من الإنجليزية إلى Tigrigna. كنت استمع الكلمة الإنجليزية، في حين ترى معنى كل كلمة والترجمة التغرينية لها.

لديك ما يكفي من الوقت للتفكير، لكتابة ودراسة الكلمات في نفس الوقت. وكلما كنت تستخدم هذا التطبيق، سوف عقلك الحصول على أسرع والتركيز الخاص بك وسوف المهارات التي تركز على النمو.

لذلك، وذلك باستخدام هذا التطبيق سيتم تحسين مهارات الاستماع لديك، يمكنك كتابة ومهارات يكون أفضل وتتعلم الكثير من الكلمات الإنجليزية الجديدة.

تحميل وتثبيت هذا التطبيق، وسوف اللغة اللغة الإنجليزية تتحسن.

تحديث لأحدث إصدار 3.5

Last updated on 20/11/2018

Privacy policy added.
Minor bug fixes, and modified some features, and additional Tigrinya vocabularies and Tigrigna phrases have been added.

جاري في الترجمة...

معلومات أكثر ل تطبيق

احدث اصدار

طلب Tigrinya English Vocabulary تحديث 3.5

محمل

John Arvie

Android متطلبات النظام

Android 5.0+

عرض المزيد

Tigrinya English Vocabulary لقطات الشاشة

اللغات
اشترك في APKPure
كن أول من يحصل على الإصدارات السابقة والأخبار والأدلة لأفضل ألعاب وتطبيقات الأندرويد.
ًلا، شكرا
اشتراك
تم الاشتراك بنجاح!
أنت مشترك الآن في APKPure.
اشترك في APKPure
كن أول من يحصل على الإصدارات السابقة والأخبار والأدلة لأفضل ألعاب وتطبيقات الأندرويد.
ًلا، شكرا
اشتراك
نجاح!
لقد اشتركت في أخبار لدينا الآن لدينا.